ኣብተን መለዋወጢ ሓበሬታ(kommunikasjonsverktøy) Vigilo ወይ MyKid ዝጥቀማ መዋእለ-ህጻናት ኣብ መዋእለ-ህጻናት ስእልታት ክሰኣል፡ቪድዮን ድምጽን ክቕዳሕን ፍቓድ ክወሃበና (Tigrinja)

ስእልታት፡ዝቕድሑ ቪድዮታትን ድምጽን ኣብ መዋእለ-ህጻናት ብኸመይ ንጥቀመሉ ንዝብል መዋእለ-ህጻናት ብመሰረት ህሉዋት ሕግታትን ሕጋታትን ተቐይድና ኢና ንሰርሕ።

እዞም ስእልታት፡ዝቕድሑ ቪድዮታትን ድምጽን ኣበየናይ መዓላ ይውዕሉ፧